ስነ-ስርዓት ብሄራዊ ሓዘን ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ admin October 14, 2023 ህዝቢ ወረዳ ሰውሓ ሳዕሲዕን ዕዳጋ ሓሙስን ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ስውኣት ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ የካይድ ኣሎ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።