ስነ ስርዓት ምክፍት ባዛርን ኤግዝብሽንን admin November 3, 2023 ብምትሕብባር ሚንስትሪ እንዳስትሪ እትዮጵያ፣ ቢሮ እንዳስትሪን ቤት ምክሪ ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ዝተዳለወ ባዛርን ኤግዝብሽንን ላዕለዋት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳርን ሚንስተር ድኤታ ሚንስትረ ኢንዳስትሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ታረቀኝ ቡልልታ ኣብ ዝተረከብሉ ሎሚ ብዕሊ ተከፊቱ። ሸዊት ሙልኣለም admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።