ሰራሕተኛታት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ፣ ድወት ፣ ጋዜጣ ወይን ፣ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን – ሆስፒታል መቐለን ብሓባር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ፈለገ ሰላም ቁሸት በራቒት ብምውፋር ዝባፅሐ ዝራእቲ ስድራ ስውኣት ኣብ ምዕፃድ ሓጊዞም።

ኣፍቲ ሎሚ ዝተሳለጠ ወፍሪ ዓፂድ ዝራእቲ ስድራ ስውኣት ኣስታት 250 ሰራሕተኛታት ከምዝተሳተፉን ስድራ ስውኣት በቲ ተበግሶ ሓገዝ ከምዝተሓጎሱ ድሕሪ ምግላፅ ዝራእቲ ካብ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ንምንጋፍ መሰል ወፍሪ ሓገዝ ወሳኒ ምዃኑ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *