ሰራሕተኛታት ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ሪጅን ንግዳያት ሓደጋ ድርቂ 200 ሽሕ ብር ብሓገዝ ለጊሶም።

ሰራሕተኛታት ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ንቲ ሓገዝ ለጊሶም ዘለው ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝነብሩ 80 ግዳያት ሓደጋ ድርቂ ኮይኑ ንነፍስወከፎም 2,500 ብር ከምዝተኸፋፈለ ኮሙኒኬሽን ከተማ ዓድግራት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *