ራእይ

ኤፍ ኤም መቐለ ብቴክኖሎጂ ተዋዳዳሪ ኮይኑ ግልጋሎቱ ብፅፈትን ዘመናውነትን ብምቕራብ ኣብ ሃገርና ካብ ዝርከባ ተማሳሰልቲ ሚድያታት ዓዚዙ ብምውፃእ መርኣያ ሚድያ ምኳን እዩ።