“ምደባ ተምሃሮ ዪኒቨርስቲ ተኻይዱ’ዩ ተባሂሉ ዝንዛሕ ዘሎ ወረ ካብ ክውንነት ወፃእ – ውፅእ ሓሶት’ዩ።” ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ።

ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ኣይተ ሰለሞን ገብረታትዮስ ሐዚ ን104.4 ሬድዮ FM መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ከምዝሓበሮዎ ምደባ ተምሃሮ ዪኒቨርስቲ ተኻይዱ’ዩ ተባሂሉ ዝንዛሕ ዘሎ ወረ ካብ ክውንነት ወፃእ – ውፅእ ሓሶት ምዃኑ ኣፍሊጦም።

እቲ ሐዚ ከም መርትዖ ኮይኑ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝንዛሕ ዘሎ መረዳታ ሓሶትን ዝፀንሐ ከም ዝኾነን ብሚኒስትሪ ትምህርቲ ክሳብ ሐዚ ዝተዘርገሐ ምደባ ከምዘየለን ድማ ወሲኾም ኣብሪሆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *