ምእንተ ህልውናን ደሕንነትን ትግራይና ኣብ ልዑል ተጠንቀቅ ኣለና። fmadmin November 2, 2020 ኣንፃር ህልውናና ዝተሰለፉ ሓይልታት ግሁድ ምትእኽኻብ ይገብሩ ምህላዎም ግልፂ ኮይኑ ስለ ዘሎ ኩልኻ ህዝብና በብኸቢኻ ውዳበታትካ ኣሰጣጢምካ ንኹነታት ብንቅሓት ክትከታተል ይግባእ!! መሰልና ብቅልፅምና!! ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ትግራይ ጥቅምቲ 23/02/2013 ዓ/ም Post Views: 197 0