ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ዝዋግኡ ኮምፒዪተር ብሓገዝ ረኺቡ። admin November 8, 2023 ምምሕዳር ወረዳ ጉሎመኸዳ ብ480.000 ብር ወፃኢ ዝተገዝኣ ኮምፒተራት ብሓገዝ ረኺቡ ዘሎ ካብ ጉዱስ ትግራዋይን ወናኒን የም ኢን ጀነራል ትሬዲንግ PLC ኣይተ የማነ ገ/ፃድቅ’ ዩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርኽኻብ ኣመራርሓ ወረዳ ጉሎመኸዳን ዞባ ምብራቕን ከምዝተረኸቡ ርክብ ህዝብን ሓበሬታን ጉሎመኸዳ ፀብፂቡ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።