ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ክፍላተ ከተማታት ሴሜን፣ ዓይደር ፣ዓዲ ሓቅን ሓድነትን ከሳልጦም ንዝፀንሑ ፕሮጀክትታት ዝርገሐ ኤለትሪክ ፀፀር መንገድን ሐዚ የመርቖም ኣሎ።

እቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕ/ሰብን ዝምልከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ’ዩ ዑደትን ምረቓን ዘካይድ ዘሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *