ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሲቢኢ ብር ሱፐር ኤጀንት ንምጅማር ዘኽእላ ስምምዕ ከቲማ።

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይን ዝህቦ ኣገልግሎት ዝተቐላጠፈ ንክኸውንን ኣገልግሎታ ብዝግባእ ንምፍፃም ዝተፈላለዩ እዚ ዘመን ዝጠልቦ ምትእትታው ቴክኖሎጂ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝረኸበቶ ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ሲቢኢ ብር ሱፐር ኤጀንት ምፍርራም ኣገዳሲ ምዃኑ ኣፍሊጣ’ላ።

All reactions:

2121

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *