ማሕበር ቅድሰት ኣርሴማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ማእኸል መዕቖቢ ተመዛበልቲ ንዝርከቡ ተምሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ኣበርኪታ።

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ካብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝርከቡ ግዱሳት ተጋሩ ብምትሕብባር ዝተረኸበ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *