ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ምስ ብሔራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጅን ተላፊኑ ኣብ ዕደጋ ዝወዓለት ቶምቦላ ሎቶሪ ሎሚ 30 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም. ስነ-ስርዓት ዕፃ ብምዉፃእ ሰብ ዕድል ቁፅርታት ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ሰብ ዕድል ቁፅርታትን ሽልማትን ተነፂርም ኣለው።

• ተዓዋታይ መኪና ቀዳማይ ዕፃ ቑፅሪ 1 3 7 3 5 5

ተዓዋታይ ባጃጅ ዘሸልም ካልኣይ ዕፃ ቑፅሪ 1 8 6 2 0 1

• ተዓዋታይ ሞተር ብሽክለታ ሳልሳይ ዕፃ ቑፅሪ 1 7 4 6 4 6

• ተዓዋታይ 50 ኢንች ቴሌቪዥን ራብዓይ ዕፃ ቑፅሪ 1 6 7 8 3 4 ከምዝኸኑ ጋዜጠኛ ሸዊት ሙሉኣለም ካፍቲ ቦታ ፀብፂባ።

+4

See insights and ads

Boost post

All reactions:

9696

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *