መግለፂ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካብኔ ስክረተርያት ስላምን ፀጥታን ተጋደላይ ታደሰ ወረደ /ወዲ ወረደ/

ሓምለ 19/2015 ዓ/ም

ተጋደላይ ታደሰ ወረደ /ወዲ ወረደ/ ኣብ እዋናዊ ኩኖታት ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ይህብ ዘሎ ኮይኑ ብፍላይ

፦ልዕሊ 50 ሽሕ ምስንባት ወይ ድማ ምቅናስ ስራዊት ትግራይን ዝግበር ዘሎ ኣቀባብላ፤ዝተውሃቦም ኣፍልጦን

፦ኣተገባብራ ስምምዕነት ስላም ብፍላይ ስራዊት ኤርትራን ካልኦት ዑጡቃትን ካብ ግዝኣት ትግራይ ዘይምውፀኦምን ብዝምልከት

፦ ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ

፦ብቀፃልነት ንዝተስናበቱ ተጋደልቲ እግሪ ናይ ምትካል ስራሕቲ ከምዝሰራሕ ካልኦት ዛዕባታትን ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ ትሕዝትኡ ክነስዕብ ኢና

ገ/ሄር ገዳሙ

May be an image of 1 person and text

See insights and ads

Boost post

All reactions:

207207

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *