መድረኽ ሕራነ ! admin October 18, 2023 መዓልቲ ሕራነ ኣብ ከተማ ሓይቂ መስሓል ይሳለጥ ኣሎ። ጀጋኑ ሰማእታት ዝወደቅሉ ዕላማ ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ሸትኡ ንምብፃሕ ብልዑል መንፈስን ሓቦን ክንቀሳቐስ ድማ ብመራሕቲ ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓድን ስድራ ሰማእታትን መልእኽቲ ሓሊፉ ኣሎ። admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።