መንፈሳዊ በዓል ፍልሰታ ዕርገት ኣብ ከተማ መቀለ ብሉዑል ፅምብል ተሰላሲሉ።

ኣባላት ሕብረት ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበትን ካልኦት ተኸተልቲ እቲ እምነትን ከተማ መቐለ በዓል ፍልሰት (ዕርገት) ቅድስት ድንግል ማርያም “ንሰማያዊ ዕላማ ብሰማያዊ ስርዓት” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣደባባይ ሮማናት ሎሚ ኣኽቢሮም።

ኣብቲ መንፈሳዊ ፅምብል ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ላዕለዋይ ቤት ክህነት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ተረኪቦም ሃይማኖታዊ ምኽርን ባርኾቶምን ከም ዝሃቡን ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከባ ኣባላት ሕብረት ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበትን ካልኦት ሰዓብቲ እቲ እምነትን ከምዝተረከቡን ተሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *