መንግስቲ ፌደራል ብዘይካ ብኤሌትሪክ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ናብ ውሽጢ ሃገር ከይኣትዋ ከልኪሉ።

ሚኒስተር ሚኒስትሪ መጓዓዝያን ሎጂስቲክስን ዶ/ር ኣለሙ ስመ ከምዝገለፅዎ ኢትዮጵያ ብሰፊሑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከም እተመንጩ ብምግላፅ ካብ ሐዚ ንደሓር ብኤሌክትሪክ ዝሰርሕ መኪና እንተዘይኮይኑ ካብ ደገ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቱ ከምዘይክእል ተወሲኑ’ሎ ኢሎም።

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ካብ ተወሳኺ እሴት ግብሪ፣ ኤክሳይዝ ታክስን ሱር ታክስን ነፃ ከምዝኾና እቲ ሚኒስቴር ወሲኹ ሓቢሩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *