መንግስቲ ቻይና ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ ንዝፀንሐ ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ግባ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይ መቐለን ካልእን ዝዕዘብ ጉጅለ ሉኡኽ ናብ ከተማ መቐለ ሊኢኹ።

መንግስቲ ቻይና ሎሚ 2 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም. ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ከይዲ ህንፀቱ ተቛሪፁ ንዝፀንሐ ፕሮጀክት ግድብ ገረብ ግባ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን መቐለ፤ ንዩኒቨርስቲ መቐለን ተዘዋዊሩ ዑደት ከምዝገብርን ብሓፈሻ ድማ ኣብ ህሉዉ ኩነታት ትግራይ ኣድሂቡ ምስ ሰብ መዚ መንግስቲ ትግራይ ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ከተማ መቐለ ከምዝለኣኸት ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ትግራይ ዝተረኸበ ሓበሬታ የመላኽት።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *