መንግስቲ ሕቡራት ዓረብ ኢማሬት ኢትዮጵያ ንእትሃንፆ ሓድሽ ህንፃ ፖርላማ ዝውዕል 370 ሚሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ንምሃብ ቃል ከምዝኣተወ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፍሊጡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/02/2012)ካብዚ ብተወሳኺ ልኡኽ ጉጅለ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እታ ሃገር ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኢማሬት ኣብ ዝገበሮ ዑደት ምስ ኣባላት ባይቶ ዓረብ ኢምሬት ርክብ ክልቲኤን ፖርላማ ንምትሕብባር ንምዕባይን ንምጥንኻርን ተስማዕሚዖም ይብል ፀብፃብ ኤፍቢሲ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments