መንግስቲ ሑቡራት ኣመሪካ ሐዚ ኣብ ከተማ መቐለ ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ትዝቲ’ሎ ።

ብኣምበሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤሪቪን ጆዜ ማሲንጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ሐዚ ምስ ፕሬዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳን ላዕለዎት ሰብ መዚ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይን ይዝቲሎ ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለዩ ስትራተጂካዊ ዛዕባታትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ፕሪቶርያን ትኹረት ብምግባር ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ብዕሙቀት ክዝቲ ድማ ትፅቢት ይግበር።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *