”መንገዲ ኣየር ኖርዘርን ስታር” ኣብ ትግራይ ንዘጋጠመ ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ዝውዕል 2 ሚልዮን ብር ብሓገዝ ለጊሱ።

”መንገዲ ኣየር ኖርዘርን ስታር” ኣብ ምጥያሽ ዝርከቡ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ማሕበር ኣክስዮን ንግዲ ኖርዝ ስታርን ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝርከብ ቢዝነስ ግሩፕ ኖርዝ ስታርን ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ድርቅን ጥምየትን መፍትሒ ክወሃበሉ ኣብ ዝግበር ኩለመዳያዊ ርብርብ እጃሙ ንምብርካትን ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ዝዓለመ ምዃኑ ድማ ተገሊፁ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *