መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ቤተ ክርስተያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ዓለምለኸ መተኣኻኸቢት ኮሚቴ ከሞዘጣየሸ ኣፍሊጡ ።

መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ቤተ ክርስተያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ትግራይ ንዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ዝውዕል 2 ሚልዮን ብር ብምልጋስ ተወሳኺ ሓገዝ ንምትእኽኻብ ድማ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዋ ዓለምለኸ መተኣኻኸቢት ኮሚቴ ከሞዘጣየሸ ኣፍሊጡ ።

ብሰንኪ ድርቂ ዝፈጠሮ ጥሜት ዝመውት ዘሎ ህዝብና ንምድሓን ኩሉ እጃሙ ከበርክት ድማ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተክህነት ትግራይ ፀዊዑ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *