መናእሰይ ንምርግጋፅ ልዕልነት ሕጊ፣ ንምንጋስ ሰላም ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ዝተወደበ ምንቅስቓስ ክህልዎም ከምዝግባእ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ህወሓት ኢህወዴግ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓቢሮም፡፡ fm-mekelle June 20, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)እዚ ዝተገለፀ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሊግ መናእሰይ ኢህወዴግ ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ እዩ፡፡ Post Views: 91 1+