መምህራንን ጠቕላላ ሰራሕተኛታት ዩኒቨርስቲ መቐለ ዝራእቲ ካብ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ንምክልካል ኣብ ወረዳ ደ/ተምቤን ጣብያ ኣይንብርከኽን ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ዓፂድ የሳሊጡ ኣለዉ ። admin October 24, 2023 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ admin
“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።