ሓፈሻዊ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ብምኽንያት ምጅማር ፆመ ረመዳን 1445 ሂጅሪያ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልአኽቲ ናይ ምትሕግጋዝ ባህልና ክጠናኸር ከምዝግበኦ ፀዊዓ።

ፕረዝደንት ሓፈሻዊ ቤትምኽሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ ሸኽ ኣደም ዓብደልቃድር ብምኽንያት መበል 1445 ፆመ ረመዳን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ከምዝገለፅዎ ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስና ብምጥንኻርን ብፆሎትን ክሓልፍ ከም ዝግበኦ ገሊፆም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *