ሓገዝ ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ልዕሊ 2 ሚልዮን ብር ብሓገዝ ኣከፋፊሉ።

29 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ዓለም ለኸ መድሕን ህፃናት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ጣብያታት ኣራዕን ደውሃንን ንዝርከቡ 281 መራሕቲ ስድራ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚልዮን ብር ሓጊዙ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *