“ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ፡፡”- ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ፡፡

ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ብ’ኤቲኤም’ አገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ሃገራዊ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ‘ኤቲኤም’ ሙሉእ ብሙሉእ ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ምሃብ ከምዝጀመራን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ድማ ኣብ ኩለን ክልላት ዝርከባ ‘ኤቲኤም’ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ መስርሕ ምሃብ ሓድሽ ወረቐታዊ ገንዘብ ኢትዮጵያ ምሃብ ከምዝኣተዋ ሃገራዊ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብሪሁ፡፡


1+
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments