ሓዱሽ ዳይረክተር ትካል ተራድኦ ኣመሪካ /USAID/ ኣብ ኢትዮጵያ

23 ሓምለ 2015 ዓ.ም

ትካል ተራድኦ ኣመሪካ /USAID/ ን ስኮት ሆክላንደር ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዳይረክተር እቲ ትካል ክኾኑ ቃልማሕላ ከምዘፈፀሙ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ሰማንታ ፓወር ኣብ ተዊተር ገሊፀን፡፡

ሰማንታ ፓወር ስኮት ሆክላንደር ምስቲ ኣብ መሪሕነቱ ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ነዊሕ ርክብ ብጥንካረን ክሳዕ ዝመርሖ ኣዝዩ ኣድላዪ ክኸውን ኢዩ ብምባል ስራሕቱ ብዕውት ምንገዲ ከምዝፈፅም ተተስፍየን፡፡

ስኮት ሆክላንደር ኣብ ትካል ተራዳኦ ኣሜሪካ ካብ 2009 ኣ/ ፈ ጀሚሩ በዝተፈላልዩ ሞያታት ስሪሖም እዮም ፡፡ ኣብ ሃገራት ኣፍጋኒስታን ፣ ኢትዮጵያ፣ፓኪስታን፣ ኮንጎ ብራዛቢልን ቺናዉን ዝሰርሑ እንትኾኑ ካብ 2011 ክሳብ 2014 ኣ/ፈ ኣብ ኢትዮጵያ ብማሕብራዊ ሳይንስ ቦዓልሞያ ኾይኖም ዝሰርሑ ብዓኣል ተሞክሮ ምኻኖም ካብ መረበብ ሓበረታ ቲትካል ዝረክብናዮ መረዳእታ የረድእ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *