ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም
ዋና ዳይሬክተር ዉድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር የቴድሮስ ኣድሓኖም ካብ ዝፍረም ሓደ ዓመት ቑፂሩ ዘሎ ዉዕል ጠጠው ምባል ተፃብኦ ፕሪቶሪያ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ህዝቢ ትግራይ ሐዚ እዉን ድሕሪ ሓደ ዓመት ናብ ትግራይ ዝኣትዉ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ድሩት ኮይኑ ይቕጽል ኣሎ ክብሉ ሓቢሮም፡፡
All reactions:
2727