ሓረስታይ ንእስቲ ዋዕሮ ወ/ሮ ሙሉ ሃይሉ ዞባ ደቡብ ካብ ጉዱስ ወገን ሓገዝ ገንዘብ ረኺባ!

ሓረስታይ ንእስቲ ዋዕሮ ወ/ሮ ሙሉ ሃይሉ ኣብ መኸተ ዕስለ ኣንበጣ ንዘርኣየቶ ምንቅስቓስን በቲ ዕስለ ንዝበፅሓ ጉድኣትን ጊዝያዊ ደገፍ ካብ ሓደ ጉዱስ ወገን ሓገዝ ተገይሩላ፡፡ሓረስታይ ንእስቲ ዋዕሮ ወ/ሮ ሙሉ ሃይሉ ፤ አይተ ፍፁም ኣስጎዶም ዝተብሃሉ ወናኒ ትካል ኳዕቲ ማይ ግሊስ 30 ሽሕ ብር ባህላዊ ክዳንን ናዉቲ ሕርሻ ማዕፂድን ሓገዝ ኣበርኪቶምላ ኣለዉ ከም ፀብፃብ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ፡፡


0
0 0 vote
Article Rating
Subscribe
Notify of
guest
0 Comments
Inline Feedbacks
View all comments