
ኣብ ህዝብና ኣብ ምቕያር ገንዘብ ዝረአ ዘሎ ምዝንጋዕ ብኣግኡ ክእረም ከምዘለዎን ካብ ዝነኣሰት ክሳብ ዝዓበየት ዝኾነት ትኹን ገንዘብ ገባር ከይትባኽን ሐዝ’ዉን ዘይተሓለለ ፃዕሪ ኽንገብር ኣለና፡፡ ብወገና ኣብዚ መዳይ እጃምና ንምፍፃም ሰምበት’ዉን ክሳብ ምቕያር ገንዘብ ጊዜ ገደቡ ደዉ ዝብል ኣፍደገ ባንክና ኩፉት ገይርና’ዮ ኣለና፡፡ ምክትል ፕረዚዳንት ዓለም ለኸ ባንኪ ኣንበሳ ርጅን ሰሜን ኣይተ ኣክሊሉ ሓየሎም፡፡ ኣይተ ኣኽሊሉ ሓየሎም ን104.4 ሬድዮ FM መቐለ ዝሃብዎ ሓፂር ቃለምልልስ እንሆ!
0