ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከቡ ሓርበኛታት ጉደኣት ኣካል ዘካየድዎ ሰልፍን ሕቶኦምን ዝምልከት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ተኸታቲልዎ’ሎ።

ንሕቶኦም ምላሽ ክህቡሉ ምስዝግበኦም ኣካላት ንምላሾም ኣካቲትና ኣብ ናይ ፅባሕ ውዕሎ ማሕበራዊ ሚድያና ሽፋን ክንህቦ ምዃና እንዳሓበርና ብትዕግስቲ ክትፅበዩና ንሓትት። 🙏🙏🙏

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *