ሎሚ ኣብዝተኻየደ 108 ኪሎሜትሮ ርሕቐት ዝሸፈነ ሻምፒዬና ብሽክሌታ ትግራይ ኮርሶ A ደቂ ኣንስትዮ ውድድር በረኻ ተኻይዱ።

መበገሲኡ ዝባን መሰቦ ብምግባር ኣብ ከተማ ዓድግራት መፈፀምታ ዝገበረን 108 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነን ውድድር ብሽክሌታ

1ይቲ ፅጌ ካሕሳይ ካብ መስፍን

2ይቲ ፅጌ ኣበራ ካብ መቐለ 70 እንደርታ

3ይቲ ቤተልሄም ዳኒኤል ካብ ትራንስ ኢትዮጵያ

4ይቲ ሰርካለም ካብ መቐለ 70 እንደርታ

ኾይነን ውድድረን ዛዚመን ።

ብሓፈሻዊ ድምር ውፅኢት ብደረጃ ጋንታ ድማ

1ይቲ መቐለ 70 እንደርታ

2ይቲ መስፍን ኢንዱስትራል ኢንጅኔሪንግ

3ይቲ ትራንስ ኢትዮጵያ ኮይነን ተዓዊተን’ለዋ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *