ሎሚ ብምኽንያት መበል 49 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ንስለ ክብሪ እዛ ዕለት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክፅምብል ውዒሉ’ሎ።

ህዝቢ ሽረ እንዳስላሰ ድማ ሐዚ መቐፀልታ ውዕሉኡ ንስለ ህላወን ምብራኽ ትግራይን ትግራዋይነትን ትማልን ሎምን ኽኳሽሑ ብኽብሪ ንዝወደቑ ጀጋኑ ሰማእታት ንምዝካር ስነ ስርዓት ምውላዕ ጥዋፍ የካይድ’ሎ።

See insights and ads

Boost post

All reactions:

3333

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *