ሌጀንድ ሜታል ኢንዳስትሪ ንህፁፅ ምላሽ ንትግራይ ዓሰርተ ሚሊዮን ብር ኣታዊ ገይሩ ።

ሌጀንድ ሜታል ኢንዳስትሪ ኣቐዲሙ ብዝኣተዎ ቃል መሰረት ዓሰርተ ሚሊዮን ብር ናብ ሒሳብ ቁፅሪ እቲ ሓይሊ ዕማም ኣታዊ ከምዝገበረ ኣተሓባበሪ እቲ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳምሶን ገብረመድሂን ተዛሪቦም።

ብዘይካ’ዚ ባና መቐለ ዘመናዊ ማእኸል ዕዳጋ ሓሙሽተ ምኢቲ ሽሕ ብር ሓገዝ ሎሚ ኣረኪቡ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *