ላዕለዎት ሰብ መዚ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ

ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓትን ካልኦትን ዝርከብዎም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኺቦም ምስ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድን ላዕለዎት ሰብ መዚ ፌደራልን ተራኺቦም ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይን ስምምዕነት ሰላምን ኣድሂቦም ይዝትዩ’ለዉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *