ሉኡኻት ጉጅለ አሜሪካ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ ይዝትዩ’ለው ።

ብሓጋዚት ትካል ተራድኦ አሜሪካ USAID ንሰብአዊ ሓገዝ ሶናሊ ኮርዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡክ ኣሜሪካ ምስ ላዕለውት ሰብ መዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ ቕሉውላው ፡ እዋናዊ ኩነታት ትግራይን ካልኦትን ጉዳያት ኣድሂቦም ዘተ የሳልጡ አለዉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *