ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኩሓ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ናፃ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ይህብ ኣሎ፡፡ fm-mekelle March 26, 2019 ተጠቀምቲ እቲ ናፃ ሕክምና ዓይኒ ዝኾኑ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝመፁ እንትኾኑ ቅድሚ ሕዚ ንሕክምና ክሳብ 1 ሚኢቲ ሽሕ ብር ዝተሓተትሉ ብናፃ ኣገልግሎት ምርካቦም ከምዘሓጎሶም ገሊፆም፡፡ ሜዲካል ዳይሬክተር ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኩሓ ዶክተር ዮናስ ምትኩ ን1ሽሕ ሰባት ናፃ ኣገልግሎት ሕክምና ከምዝህብ ገሊፆም ይብል ፀብፃብ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ፡፡ Post Views: 101 0