ህዝብን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ትግራይ ሓገዝ ለጊሶም

ህዝብን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ንዝተርኣየ ዕስለ ኣንበጣ ንመከላኸሊ ዝውዕሉ 40 መንፀግታት ኬሚካል ፣86 ጥሩምባታት፣ 340 ርችትን 100 ማዓፂድን ንምምሕዳር ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ብሓገዝ ኣበርኪቶም።
ፅባሕ ኣብ ወፍሪ ዓፂድ ዝሳተፉ ልዕሊ 90 ልኡኻት ዞባ ደቡብ ትግራይ ድማ ሎማዓንቲ ሽረ እንዳስላሰ ኣትዮም ኣለዉ።


0