15 ነሓሰ 2015 ዓ.ም
ኣብ ፅምብል ኣሸንዳ ስታድዮም ባሎኒ መቐለ ዝተረኸቡ ተወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮምያን ኣጋይሽ ኣባገዳን ካብ ሞንጎ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ
# ኣሃዳውያንን ኣኽረርትን ሓይልታት ልዕልነት ሐደ ቋንቋን ብሄሮምን ንምዕብላል ንዘካይድዎ ዘለው ጎነፃውን ዓመፅን ህዝብታት ኦሮሞን ትግራይን ኣብ ሓንቲ ሰሚሩ ኽቃለሶም ከምዘለዎ
# ኣብ ህዝቢ ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ልዑል ክብሪ ስለዝወሃቦ ንዚ በዓልኩም ክብሪ ሂብና ከም በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ቆፂርና ምሳኹም ምብዓልና ልዑል ፍናን ይስመዓና! – ኢሎም።
