ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ትግራይ ብልዕሊ 30 ሚልዮን ብር ኣብ ከተማ ማይጨው ኩለመዳይ ማእኸል ዕዳጋ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ፡፡

28 ሓምለ 2015 ዓ.ም

ነቲ እምነ ኩርናዕ ዘንበሩ ብፁእ ኣቡነ መርሃ ክርስቶስን ብፁእ ኣቡነ ሊባኖስን፣ እቲ ዝህነፅ ዘመናዊ ማእኸል ዕዳጋ እቶት ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ትግራይ ብምዕባይ ንሕብረተሰብ ዙርያ ምላሸ ግልጋሎት ዝህብ ምዃኑ ሓቢሮም።

እቲ ማእኸል ዕዳጋ ህንፀቱ ኣብ መጀመርታ 2016 ዓ/ም ብምጅማር ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ዝዛዘም እንትኸውን በዓል ሸውዓተ ደብሪ ከም ዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ ሃገረ ስብከት ዞባ ደቡብ ትግራይ መጋቤ ሃዲስ ዕንቈባሕሪ ገሊፆም።

ወይን

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *