ሃይማኖታዊ ብዓል ስላሴ ጥሪ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ስዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስን ተዋህዶን ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብድሙቕ ኩነታት ይኽበር ኣሎ።

እቲ ሃይማኖታዊ ብዓል ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመት ብድምቀት ዝኽበር ዘሎ ኮይኑ ኣበው ሊቃነ ጳጳሳት መንበረ ሰላማ ላዕለዋይ ቤት ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ከምኡውን ፕረዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ትግራይ ተረኺቦም’ለው ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *