ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

አርዕስተ ዜና
Display # 
Title
ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘትዮም፡፡
ሕብረተሰብ ኣብ ስርዓት ፍትሒ ተጠቃሚ እናኮነ እኳ እንተመፀ ከም ዘሎ ብዝሓሸ ተጠቃሚ ዝኮነሉ ኣሰራርሓ ክዝርግሕ ከም ዝግባእ ሰብ ሞያ እቲ ዘፈር ኣተሓሳሲቦም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ብዝርከቡ ዶክተራት ሕክምና ንዝህነፅ ሆስፒታል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም፡፡
ህንፀት ዝርግሓ ፕሮጀክት መሰረተ ማይ ከተማ እንትጮ ተዛዚሙ ስነ-ስርዓት ርክክብ ተፈፂሙ፡፡
ኣብ ሆላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራ ቤት ምኽሪ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኣጣይሾም፡፡
ኢትዮጵያ ምስ ጀርመን ዘለዋ ኩለ መዳያዊ ምትሕብባር ዝበለፀ ንምዕባይ ከም እትሰርሕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት እተመዝግቦም ዘላ ቅልጡፍ ዕብየት ኣብነት ሃገራት ኣፍሪካ ኮይና አያ ኢሎም ኣዛዚ ወተዳራዊ ኮሌጅ ኡጋንዳ ኮማንዳንት ሌተናል ጀኔራል ኢንድሪው ጉቲ፡፡
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ህንዲ ኣሕመድ ዓባድ ግልጋሎት ካርጎ ክጅምር እዩ፡፡
ማእከላይ ኮሚቴ ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቃስ ህዝብታት ደቡብ ኢትዮያ /ደኢህዴን/ ኣብታ ክልል ከይዲ ዓሚቕ ተሃድሶ ብተግባር ምህዳስ ብዝተዋደደ ህዝባዊ ተሳትፎ ብዓወት እናተተግበረ ምህላው ገምጊሙ፡፡
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልሙድ ቆሸ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 747ሽሕ ብር ድጋፍ ተገይሩሎም፡፡