ኤፍ ኤም መቐለ

104.4 Radio FM mekelle

አርዕስተ ዜና

ህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ኤርትራውያን መናእሰይ ንኽመሃሩ ዝገብርዎ ዘለው ደገፍ ኣብ መፃኢ ርክብ ክልቲኡ ህዝብታት ዝለዓለ ኣበርክቶ ከም ዘለዎ ኤርትራውያን ተመረቕቲ ዩንቨርስቲ ዓድግራት ገሊፆም፡፡

ዩንቨርስቲ ዓድግራት ኣብዚ ዓመት ካብ ዘመረቐም 3 ሽሕ ተማሃሮ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ከምህሮም ዝፀንሓ 18 ኤርትራውያን ይርከብዎም፡፡

ሙሉእ ትሕዝትኡ ብድምፂ ይስምዑ፡፡

  04112009