ምምሕዳር ከተማ መቐለ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ኣካላትን ትካላትን ንዘተኣኻኸቦ ዝተፈላለየ ኣልባሳት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝርከቡ 7,280 ተመዛበልቲ ወገናት ከም ዝተዓደለ ተሓቢሩ።

ነቲ ሓገዝ ዘተሓባበሩ መተሓባበሪ ከይዲ ስራሕ ማሕበራዊ ጉዳይ ክ/ከተማ ዓይደር ኣይተ ኣሸናፊ ገ/ሄር ከም ዝሓበርዎ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝርከቡ…

ምምሕዳር ወረዳን ከተማን ሓውዜን ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዝጀመርዎ ምትእኽኻብ እቶት ዛጊድ ልዕሊ 7 ሚልዮን ብር ቃል ከምዝተኣተወ ተሓቢሩ።

ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ሓውዜን ኣይተ ገብረ ጀወግስ ገብረኪዳን ንድወት ከምዝሓበርዎ ማሕበረ ኢኮኖሚ ፀገመት ሓውዜን ንምቅላል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንመስርሒ ፅርግያ ሓውዜን (ከተማን ገጠርን )…

ምግባረ ሰናይ ትእምት ንማሕበራዊ ግልጋሎት ሕክምና ዝዉዕል 17 ሚልዮን ቅርሺ ን 4 ኣካላት ብሓገዝ ኣበርኪቱ::

ምግባረ ሰናይ ትእምት ብዓቕሙ ኣብ ኩለመዳያዊ ሕውየት ትግራይ ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎ ኣጠናኺሩ ብምቕፃል ኣብ ቀረባ እዋን ንመሐከሚ ሓደሽትን ነባራትን ጉዱኣት ኲናትን ተጋደልትን ከምኡ’ዉን ንመሐከሚ ስቪል…

ብሰንኪ ቁሉዕ ወራርን ድርቅን ኣብ ከቢድ ማሕበራዊ ቅልውላው ዝርከብ ህዝቢ ከተማ ዛላምበሳን ወረዳ ጉለምኸዳን ንምሕጋዝ ካልኣይ ዙር መድረኽ ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ይሳለጥ ኣሎ ።

ሕዚ ድማ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ካልኣይ ዙር ይሳለጥ ስለ ዘሎ ተወሳኺ ዓቕሚ ክርከብ እምነት ኣለኒ ክብሉ ገሊፆም። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሽሻይ መረሳ…

ወለድ ልቃሕ ባንኪ ትመሓሩ ኢኹም ብዝብሉ ብማሕበራዊ ሚድያ ብዝንዝሑ ዘለው ወረታት ነጋዳይ ማሕበረሰብ ከይታለልን ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከይኸፍልን ፃዊዒት ቀሪቡ፡፡

ወለድ ልቃሕ ባንኪ ትመሓሩ ኢኹም ብዝብሉ ብመደናገርቲ ማሕበራዊ ሚድያ ነጋዳይ ማሕበረሰብ ከይታለልን ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከይኸፍልን ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቲ ቤት…

“ዓለምን ዓለማውያንን እንትጋገዩ ኣብ ክንዲ ምንቃፍ ብምድጋፍ ምጥቓዕ ዕለታዊ ስራሕና ገይርና ተለማሚድናዮ’ለና።” – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ።

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማይ ፓትርያርክ ሊቀ ጳጳስ ዘኢትዮጵያ ንመበል 11 ዓመት በዓለ ሃይማኖታዊ ሲመቶም ኣመልኪቶም ኣብ ዘስመዕዎ መንፈሳዊ መልእኽቲ ከምዝገለፅዎ – ዓለምን ዓለማውያንን እንትጋገዩ…

“ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዑል ብራኸ ሰልጣነ ዓለም በፂሑ ዝነበረ ብድሕረት፣ድኽነትን ወፅዓን ሰንሰን ምስበለ’ዩ ቃልሲ ጀሚሩ ህልውንኡን መሰሉን ንምርግጋፅ ክኢሉ።” – ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ ሚካኤል።

ኣቦ ወንበር ውድብ ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ብምኽንያት መበል 49 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ፓናል…

ንኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ብድጎማ ዝወሃብ ዝነበረ ነዳዲ ካብ 1 ጥሪ – 30 ሰነ 2016 ዓ.ም. ኣብ ዘሎ 6 ኣዋርሕ ካፍቲ ዝነበሮ ዋጋ ድጎማ ነዳዲ ክንኪ ከም ዝተወሰነ ሚኒስቴር ንግድን ምትእስሳር ከባብን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ንኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ቅድም ክብል ዝነበረ ዋጋ ድጎማ ነዳዲ ብ22.36 ብር ዝነበረ ብሕሳብ 19.16 ብር ክወሃብ ንፃዕዳ ናፍጣን ኬሮሲንን ብብር 23.21 ንሊትሮ ዝነበረ…

እቶም ዝዘተየሎምን ክኾኑ ኣለዎም ኢሉ ናብ ስምምዕ ዝበፅሓለምን ዓበይቲ ነጥብታት ፦

ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ፕሮጀክትን ሰሌጠኑን ንዘሎ ፀገማት ምእላይ። ኣብ ዘይ ሕጋዊ ንግድን ብኽለት ሸቀጣት/ኣብፀሓይ ተሰጢሖም ዝውዕሉ/ተሓታትነት ክህሉ ኣብ ዘይ ሕጋዊ ህንፀት ኣባይትን ክውሰድ ብዛዕባ ዝግበኦ…