ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብመነቓቕሒ ነጥረ ነገር ብኬንያዊ ኣትሌት ሮኒክስ ኪፕሩቶ ንዝተመንዝዖ ክብረወሰን ዓለም ከምዝምለሰሉ ተገሊፁ።

ኬንያዊ ወናኒ ክብረወሰን ዓለም ኣትሌት ሮኒክስ ኪፕሩቶ መነቓቕሒ ንጥረ ነገር ምጥቃሙ ብመርትዖ ምርግጋፁ ስዒቡ ን6 ዓመት ካብ ዝኾነ ይኹን መድረኽ ውድድር ክእገድን ዝረኸቦም ሽልማትን ክብርን…

ኬንያዊ ወናኒ ክብረወሰን ዓለም ኣትሌት ሮኒክስ ኪፕሩቶ መነቓቕሒ ንጥረ ነገር ምጥቃሙ ብመርትዖ ምርግጋፁ ስዒቡ ን6 ዓመት ካብ ዝኾነ ይኹን መድረኽ ውድድር ተኣጊዱ።

ኣህጉራዊ ትካል ኣትሌቲክስ AIU ከምዝገለፆ ሮኒክስ ኪፕሩቶ ኣብ 2019 ኣብ ስቶክሆልም ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብዝተገበረሉ ምርመራ መነቓቕሒ ንጥረ ነገር ‘ዶፒንግ’ ከምዝተጠቐመ ኣረጋጊፀ’ለኹ ኢሎ።…

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ሃገረ ነርወይ ኦስሎ ‘Bislett Games’ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ 5,000 ሜትሮ ድያመንድሊግ ኣብ ታሪኽ ጉያ ካልኣይ ቁልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ።

ዕላዊ ገፅ ኣትሌቲክስ ዓለም ሐዚ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ከምዝሓበሮ ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ቅድድም ጉያ 5,000 ሜትሮ ንቲ ርሕቀት 12:36.73 ብምፍፃም ንክብረ ወሰን ዓለም ንምስባር…

ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ምስ በዓል ገዝኣ ብሓባር ብምዃን ሳልስቲ መርዕኣ ኣብ 70 ካሬ ንዘዕቆቡ ተመዛበልቲ ወገናትና እንግዶት ምሳሕ ብምክያድ ኣኽቢራ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ስነ ስርዓት መርዕኣ ዝፈፀመት ኣትሌት ለተሰንበት ጊደይ ምስ በዓል ገዝኣ ስነ ስርዓት ሳልስቲ መርዕኣ ንልዕሊ 200 ተመዛበልቲ ወገናትና እንግዶት ምሳሕ ብምግባር ሎምዓንቲ…

ጋንታታት ኩዑሶ እግሪ 70 እንደርታ ፣ ወልዋሎ ዪንቨርስቲ ዓዲግራትን ስሑል ሽረን ኣብ ዘበነ ውድድር 2017 ዓ.ም. ናፍቲ ቅድሚ ቁሉዕ ወራር ዝነበረኦ ፕሪምየር ሊግ ተመሊሰን ክነሓነሓ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ወሲኑ።

ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ጋንታታት ክልል ትግራይ ካብ 2017 ጀሚረን ናብ ሱሩዕ ቦተአን ተመሊሰን ክነሓነሓ ውሳነ ኣመሓላሊፉ ዘሎ ናብቲ ቅድሚ ኲናት ዝወዳደራሉ ዝነበራ ንኽምለሳ…

ሎሚ ሰንበት ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ሃምበርግ ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ።

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሰ ሎሚ ኣብ ሃገረ ጀርመን ሃምበርግ ኣብ ዝተሳለጠ 42 ኪሎሜትሮ ዝርሕቀቱ ቅድድም ጉያ ማራቶን 2:21:19 ብዝኾነ ስዓት ብምዝዛም 3ይ ጀረጃ ሒዛ ብምዝዛም ተዓዋቲት…

ሃገራዊት ጋንታ ናሚብያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ልዑል ግምት ንዝተውሃባ ሃገራዊት ጋንታ ቱንዝያ 1ን0 ብምርታዕ ተዓዊታ።

ሃገራዊት ጋንታ ናምቢያ ኣብ ታሪኽ ፅዋዕ ኣፍሪካ ክትሳተፍ ከላ እዚ ንራብዓይ ግዚኣ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሽዓተ ጊዜ ተሳቲፋ ዋላ ሓንቲ ዓወት’ውን ኣመዝጊባ…

ትማሊ ኣሃዱ ኢሉ ዝጀመረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ምድብ ሓደ ንዝተደልደላ ሃገራውያን ጋንታታት ናይጀርያን ኢኳቶርያል ጊኒን ኣራኺቡ ፤ ኣብ ዘካየድኦ ግጥም ድማ ማዕረ 1ን1 ተፈላልየን።

እዚ ፀወታ እዚ ብቡዙሓት ኣፍቀርቲ ስፖርት ኩዕሶ እግሪ ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ናይጀርያ ከምዝዛዘም ቅድመ ግምቶም እኳ እንተንበሩ ግምቶም ግምት ጥራይ ኮይኑ ተሪፉ’ሎ።

ጋንታ ብሽክሌታ ትራንስ ድሕሪ 4 ዓመታት ንፈለማ እዋን ካብ ክልላ ወፃእ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ሎሚ ኣብ ዘሰላሰለቶ ግጥም ቅድድም ተዓዊታ።

ፌደረሽን ብሽክሌታ ድሬዳዋ ምስ ‘ ሃሪፍ የስፓርት ኣገልግሎት’ ብሓባር ብምዃን ኣብ ዘዳለውዎ ግጥም ቅድድም ብሽክሌታ ጋንታ ትራንስ ንዝቐረበላ ዕድመ ስዒቡ ተሳቲፋ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 4ይ…

እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ።

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሃገረ ሱዑዲ ዓረብ ኣብ ዝተሰላሰለ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዓለም ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ዋንጫ ዓቲራ ዘላ ንጋንታ ሃገረ ብራዚል ፍሉሚንዜ 4…