“ወፃእታት መርዓ ስድራቤትና ዝነበረ ንሓርበኛታት ጉድኣትናን ዝተፀገሙ ወገናትናን ኣውዒልናዮ’ለና።” – ጉዱስ ትግራዋይ ኣይተ ኣዘዞም ኣየለ።

ብዓል ዋና ዩናይትድ ስቲል አይተ አዘዞም አየለ አብ ማእኸል መሐብሐቢ ሓርበኛታት ጉድኣት ኲናት ትግራይ ንዝርከቡ ጀጋኑ ጉድኣት ኲናት ትግራይ ናይ ቤተሶቦም መርዓ ዝውዕል ዝነበረ ወፃእን…

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ኣብ ሓለዋ ተፈጥራዊ ሃፍቲ ፣ ምዕቃብ ጠልን ምክልኻል ብርሰት ደንን ዘድሃበ ምስ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ሐዚ ይመክር ‘ሎ።

እቲ ቢሮ ኣፍቶም ዝተጠቐሱ ዓውደ ስራሕቲ ንጥፈት ዝመክር ዘሎ ምስ ዝምልከቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ፣ ዞቦታትን ወረዳታትን ከምኡ ውን ኣብ ዝተፈላለዩ ተዛማዲ ዓውደ ስራሕ ምስ…

ምስ መንግስቲ ፌደራል ህፁፅ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ንክጅመር ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ሓቲቱ ።

ምስ መንግስቲ ፌደራል ህፁፅ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ንክጅመርር ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ ከምዝሓተተ ማዕከን ዜና ብሕቲ ኣዲስ ስታንዳርድ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ኣቃሊሑ። ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ድሕሪ’ቲ…

ንተሓጋገዝ!ንሕወ!ንገስግስ! ብዝብል ቴማ ምጅማር ዕላዊ ወፍሪ መንነት ሐዚ እናተሳለጠ እዩ።

ኣብቲ መድረኽ ፕረዚደንት ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸዉ ረዳ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስትን፣ መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ዝተፈላላዩ ፓለቲካዊ ዉድባት ተረኺቦም እዮም። ብቀንዲ እቶት ብምእካብ ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ…

“ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ክእወጅ’ዩ።”- ፕረዚዳንት ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ።

17 መስከረም 2016 ዓ.ም ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ንስለ ኽብሪ ህዝቢ ትግራይን ትግራዋይነትን በጃ ንዝኾኑ ጀጋኑና ንምዝካር ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘን ከምዝእወጅ ፕረዚዳንት ጊዝያዊ መንግስቲ ክልል…