“ፖለቲካና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክዕሪ ክንሰርሕ ኣለና።” – ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ።

ዕላዊ ገፅ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ሐዚ ቅድሚ ደቓይቕ ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርግሖ ፅሑፍ ከምዝሓበሮ ፖለቲካና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክዕሪ ክንሰርሕ ኣለና ምባሎም ኣፍሊጡ።

“ካብ ዝኾነ ይኹን ጥሪት ንላዕሊ ትግራይ እቲ ዝዓበየ ሃፍታ ህዝባ’ዩ ዝበሉ ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ንዚ ሃፍቲ እዚ ዝግባእ ክብሪ ዝህብን ዝምጥንን ፖለቲካ ክህልወና ግድን’ዩ።” ኢሎም።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *