ፅባሕ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ገለ ክፋል ከተማ መቐለ ኣገልግሎት ሓይሊ መብራህቲ ከምዝቋረፅ ኣገልግሎት ሓይሊ መብራህቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ገልግሎት ሓይሊ መብራህቲ ትግራይ ናብ ቤት ፅሕፈት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ኣብ ዝለኣኾ ደብዳቤ ከምዝሓበሮ ፅባሕ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም. ካብ ንጉሆ ሰዓት 1:00 ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ብምኽንያት ስራሕቲ ፅገናን ምትዕርራይን ካብ መከፋፈሊ ሓይሊ መብራህቲ ላጪ መበገሲ ብምግባር ትራንስ ፣ SOS ፣ሆስፒታል መቐለ ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ጣብያታት 08፣ 07 ፣ 14 ፣ 15 ፣ 16 ፣ 17 ፣ 18ን ከባቢ ዝባን ዳዕሮን ኣገልግሎት ሓይሊ መብራህቲ ከምዝቋረፅ ኣፍሊጡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *