ግፍዓዊ ጨፍጫፍ ህግደፍ ኣብ ወረዳ ኢሮብ ኽቑፀርን ኽውገንን ውዒሉ።

26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም

ግፍዓዊ ጨፍጫፍ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ህዝቢ ኢሮብ ንዝፈፀሞም ጨፍጫፍ ክብ ነፍስወከፍ መንበሪ ኣባይትን ገበላን ብእርይ ቁፅር እንዳተልዓለ ስርዓተ ቀብሪ ግዳያት ክፍፀም ውዒሉ።

ሐዚ’ውን መሊኡ ዘይቀሃመ ግፍዓዊ ቅትለት ህዝቢ እታ ወረዳ ኣብ ትሕቲ ገባትን ጨፍጫፍን ስርዓት ስርዓት ህግደፍ ወዲቑ ዝርከብ መሊኡ ሓራ ከምዘይወፀ ተፈሊጡ’ሎ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *