ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ፅዋዕ ዓቲራ።

05/13/2015 ዓ.ም

ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንመሰታኣ ጋንታ ስሑል ሽረ ብፍፁም ቅላዕ ብምስዓር’ያ ተዓዋቲት ፅዋዕ ትግራይ 2015 ዓ.ም ኮይና ዘላ።

ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ክካየድ ዝፀንሐ መን ዓተረ ፅዋዕ ትግራይ 2015 ዓ.ም ንፍፃመ ዝተራኸባ ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ስሑል ሽረን ብፍፁም ቅላዕ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ፅዋዕ ወሲዳ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *